አምልኸካ ኣለኹ  I Worship You

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ትግርኛ  We Worship You

[ተደጋጋሚ]

‘’አምልኸካ’’
እዚ ቃል ንዓኻ ጥራይ’ዮ
ብህይወተይ ተግባራተይ
ብምሉእ ልበይ
አምልኸካ

[ፍቕዲ 1]

ናባኻ ጥራይ ኣእዳወይ የልዕል
ናባኻ ጥራይ ድምጸይ የስምዕ
ንዓኻ ጥራይ ምሉእ ልበይ ይህበካ
ህይወተይ ወፍየ አምልኸካ

[ፍቕዲ 2]

ብሓይልን ስልጣንን ትገዝእ ዎ ጎይታ
ኣብ ዙፋንካ ተቐሚጥካ
ብሉኣላዊ ስልጣን ክትወጽእ ሪኤካ
ተደኒቐ አምልኸካ ኣለኹ