ኣባና’ውን ይዕረፍ (ጸሎት)  Rest On Us (Prayer)

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ትግርኛ  We Worship You

እቲ ኣብ ልዕሊ የሱስ ዝዓረፈ መንፈስ ኣባናውን ይዕረፍ መንፈስ እግዚኣብሄር ኣባና ይዕረፍ። ኣብ ልዕሊ ስድራቤተይ ይዕረፍ። መንፈስ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ህይወተይ ይዕረፍ፣ ኣብ ልዕሊ ሰብኣየይ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበይተይ። መንፈስ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ደቀይ ይዕረፍ። መንፈስ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ህዝብና ይዕረፍ። መንፈስ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ህይወተይ ይዕረፍ፣ ንቕድሚት እናገስገስና ከሎና፣ ንቕድሚት ኣብ ምግስጋስ፣ ንቕድሚት ኣብ ምግስጋስ። ንቕድሚት ኣብ ምግስጋስ ናብ ልቢ እግዚኣብሄር ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ሰብ ከይዱሉ ናብ ዘይፈልጥ፣ ናብ ፍጻመ ግዜ ዘቕነዐ ጉዕዞ።

እዚ ውቁብ መዓልቲ እዩ ኣብ መንግስቲ እግዚኣብሄር። ኣሜን?