ኣባና’ውን ይዕረፍ  Rest On Us

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ትግርኛ  We Worship You

[ፍቕዲ]

ብመንፈስካ ተደኲንና
እቲ ጉዕዞ’ዩ ኣበርቲዑና
ደጊምካ ትንፋስካ ኡፍ በለልና
መንፈስካ ይውረድ ይሕደር ኣባና

[ተደጋጋሚ]

እቲ ኣብ ክርስቶስ ዝዓረፈ
እቲ ናይ ጥበብ መንፈስ
ናይ ፍልጠትን ሓይልን
ናይ ምስትውዓል ናይ ምኽሪ መንፈስ
ታሕጓሱ ዝኾነ ፍርሃት እግዚኣብሄር
ኣባና’ውን ይዕረፍ

[መሰጋገሪ]

ግለጸልና ፍጹም ፍቓድካ
ልቐቐልና ፍሉይ ክእለትካ
ኣብ ልብኻ ንዘሎ ንሃንጸሉ ብቕዓት
ናብቲ ዝገሃድ ዓቢ መጻኢ እንዳመረሽና
ዘርእኻ ይረኸብ ኣብ ውሽጥና
ዎ!! ጎይታ!!