ቅዱስ እዩ እቲ ገንሸል

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[Chorus]
ቅዱስቅዱስ
ቅዱስ እዩ እቲ ገንሸል
ኩሉ ከኣሊ ጎይታእግዛብሄርኩሉክኣሊ
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን ዝመጽእን
ቲዝነበረንዘሎንዝመጽእን

[Chorus]
ቅዱስቅዱስ
ቅዱስ እዩ እቲ ገንሸል
ኩሉ ከኣሊ ጎይታ
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን ዝመጽእን

[Verse 1]
ኩሉ ፍጥረትክብሪይህበካ
ብምሉእልብናንባርኽስምካ
ካብ ኩሉቋንቋዓሌትህዝቢ
ቅዱስ ህዝብኻምስጋናኻይዝምር

[Chorus]
ቅዱስቅዱስ
ቅዱስ እዩ እቲ ገንሸል
ኩሉ ከኣሊ ጎይታ
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን ዝመጽእን

[Verse 2]
አብ ቅዱስ ህላውነትካ ንሰገድ
ኣእዳውን አልዒልና ነምልኸካ
ጎይታ እዚ ክብሪ ንበይንብኻይግባአካ
ኩሉ ምስጋና ይግባአካ
ምስጋና

[Chorus]
ቅዱስቅዱስ
ቅዱስ እዩ እቲ ገንሸል
ኩሉ ከኣሊ ጎይታ
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን ዝመጽእን

ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን
ዝነበረንዘሎን ዝመጽእን