ነኽብሮ ንስምካ

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[ተደጋጋሚ 1]
ጎይታ ነኽብሮንስምካ
ዎ ጎይታ፣ ነኽብሮንስምካ
ክብሪ ንህበካ፣ ዕብየት
ኣምልኾን ምስጋናን
ነኽብሮ ንስምካ

[ተደጋጋሚ 2]
ከም ሓደ ኣብ ዙርያ ዙፋንካ
ነዕብየካን ልዕል ነብለካን
ሓያል ኣምላኽን ንጉስን
ትገዝእንዘለኣለም
ነኽብሮ ንስምካ

[ተደጋጋሚ 1]
ጎይታ ነኽብሮንስምካ
ዎ ጎይታ፣ ነኽብሮንስምካ
ክብሪ ንህበካ፣ ዕብየት
ኣምልኾን ምስጋናን
ነኽብሮ ንስምካ

[ተደጋጋሚ 2]
ከም ሓደ ኣብ ዙርያ ዙፋንካ
ነዕብየካን ልዕል ነብለካን
ሓያል ኣምላኽን ንጉስን
ትገዝእንዘለኣለም
ነኽብሮ ንስምካ

[መዛዘሚ]
ሓያል ኣምላኽን ንጉስን
ትገዝእንዘለኣለም
ነኽብሮ ንስምካ