ነዕብየካ

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[ቁድሪ] ጎይታ ኩሉ
ብርቱዕ ኣምላኽ
ንጉስ ነገስታት
ዝመስለካ የለን

ልዑል ኣምላኽ
ጻድቕኢኻ
ቅዱስ ኣምላኽ
ዝመስለካ የለን

[ቅድመ-ተደጋጋሚ 1] ነዕብዮ ስምካ
ብቑዕ ኢኻ ክብሪ ክትወስድ
እንሆ ከም ሓደ
ኣእዳውና ኣልዒልና

[ተደጋጋሚ 1] ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ነኽብረካ’ሎና

ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ምንባርና ነዚ’ዩ

[ቁጽሪ] ጎይታ ኩሉ
ብርቱዕ ኣምላኽ
ንጉስ ነገስታት
ዝመስለካ የለን

ልዑል ኣምላኽ
ጻድቕኢኻ
ቅዱስ ኣምላኽ
ዝመስለካ የለን

[ቅድመ-ተደጋጋሚ 2] እሙን ኣምላኽ ኢኻ
ኣብ ኩሉ ቲ’ጉዕዞ ምሳና ኢኻ
ከም ሓደ ሰብ ኮይንና
ድምጽናኣልዒልና

[ተደጋጋሚ 2] ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ነኽብረካ’ሎና

ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ንዘለኣለምኣለም

[ተደጋጋሚ 3] ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ነኽብረካ’ሎና

ነዕብየካ
ነዕብዮ ንስምካ
ጎይታ ነኽብረካ
ምንባርና ነዚ’ዩ
ምንባርና ነዚ’ዩ