ንዓኻ

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[ቁጽሪ]
ኣዒንትና ነልዕል(ደቂ ተባዕትዮ)
ኣዕዳውና ነልዕል/(ደቂ ኣንስትዮ)
ድምጽናነልዕል ብምስጋና

ፍቕርና ንህብ(ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ሓይልና ንህብ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ህይወትና ንህበካ ብኣምልኾ(ብሕብረት)

[ተደጋጋሚ]
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ) ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)ንበይንኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

[ተደጋጋሚ]
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)ንበይንኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

[ቁጽሪ]
ኣዒንትና ነልዕል(ደቂ ኣንስትዮ)
ናባኻ(ደቂ ኣንስትዮ)
ኣዕዳውና ነልዕል/(ደቂ ኣንስትዮ)
ናባኻ(ደቂ ኣንስትዮ)
ድሃይና ነልዕል ብምስጋና

ፍቕርና ንህብ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ሓይልና ንህብ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ህይወትና ንህበካ ብኣምልኾ (ብሕብረት)

[ተደጋጋሚ]
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ) ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)ንበይንኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

[ተደጋጋሚ]
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)ንበይንኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

(ጸሎት)
እባርኸካ’ለኹ። እባርኸካ’ለኹ። ኣእዳወይ ናብ ዙፋንካን ናብ ህላወኻን አልዕል። ንልበይ ናብ ቅዱስ ስምካ ገጸይ ኤልዕል። ኣብ ውሽጢ ህይወተይ ቅዱስ ነገራት ናብ እግዚአብሄር ይትንስኡን ይድይቡን ኣለው። ኣብ ውሽጢ ህይወተይ ቅዱስ መስዋእትታት ናባኻ ይውሕዝ ኣሎ። መስዋእቲ ምስጋና ኤልዕል ኣለኹ፣ ካብ ፍረ ከናፍረይ ንስምካ ምስጋና እህብ። ናብ ህላውነትካ መጺኤ መስዋእቲ አቕርበልካን ኣለኹ።

ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ) ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ንበይንኻ (ደቂ ተባዕትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

[ተደጋጋሚ]
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ) ንኣኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ንኣኻ (ደቂ ተባዕትዮ) ንበይንኻ (ደቂ ኣንስትዮ)
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

[መዛዘሚ]
ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)

ኩሉ ኣምልኾና ምስጋናና
ንዓኻ (ብሕብረት)