አሜን

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!

[ተደጋጋሚ] ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!

[ቁጽሪ 1] ንስኻ ኣምላኽ ኩሉ ፍጥረት ኢኻ
ኩሉ ኣብ ትሕቲ ትእዛዝካ’ዮ
ፍርድኻ ናብ ህዝብታት ኣምጽእ
ቕዱሳንካ ኣጽንዓዮም

[ተደጋጋሚ] ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!

[ተደጋጋሚ] ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!

[ቁጽሪ 2] ቃልካ ለኣኽናብ ኩሎም ህዝብታት
ሕሩያትካ ጻውዒትካ ይስምዑ
ሓደ ግበሮ ንቕዱስ ህዝብኻ
ሕጂ ግለጽክብርኻ ንኹሉ

[ተደጋጋሚ] ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!

[ተደጋጋሚ] ኣሜን! ከምኡ ይኹን!
ኣሜን! ንኣዋጅና ስማዕ!
መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም

መንግስትኻ ትምጻእ
ጎይታ ፍቓድካ ይፈጸም
ሕጅን ንዘልኣለምን ኣሜን!