እንሆ ጎይታ

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[ቁድሪ 1]
(ደቂ ተባዕትዮ)
እነሆ ጎይታ ኣብ ዙፋኑ
ንጉስ ነገስታት ጎይታ ጎይቶት
መንግስቱ ዘልኣለ-ማዊ እዩ’ሞ
ሓይሉን ግርማኡን ነባሪ እዩ

(ብሓባር)
እነሆ ንዘ-ልኣለም ይገዝእ
ቲ’እነፍቅሮ ክቡር ኣምላኽ
ካብ ዘመናት ንዘመናት ዘይል-ወጥ
ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን

[ተደጋጋሚ]
ቅድሜኻ ንሰርዖ
ሐደ’ኳ የልቦን
ነዕብየካንንስምካ ንባርኾን
እነሆ ክብርኻ
ቅዱሳን ብሓባር
ዝለዓለ ክብሪ የቕርቡልካ

[ቁጽሪ 2]
እነሆቲ’ገንሸል፡ ወዲ ኣምላኽ
ሰዓሪ ንጉስ ጎይታ ኩሉ
መለኸትካ ኣስምዕፍረድ ንህዝብታት
ንስኻ ከም ትገዝእ ኩሉ ይፍለጥ

[ተደጋጋሚ]
ቅድሜኻ ንሰርዖ
ሐደ’ኳ የልቦን
ነዕብየካን ንስምካ ንባርኾን
እነሆ ክብርኻ
ቅዱሳን ብሓባር
ዝለዓለ ክብሪ የቕርቡልካ

[ተደጋጋሚ]
ቅድሜኻ ንሰርዖ
ሐደ’ኳ የልቦን
ነዕብየካን ንስምካ ንባርኾን
እነሆ ክብርኻ
ቅዱሳን ብሓባር
ዝለዓለ ክብሪ የቕርቡልካ
ዝለዓለ ክብሪ የቕርቡልካ