እግዚኣብሄር ኣብዚ ኣሎ (ሃሌሉያ)

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ

[ቁድሪ 1]
ኣብ ማእከል ህዝብኻኣሎኻ
ሕጂ ክብርኻ ተፈሊጡ
ተገሊጹ ኣብ ህዝብታት
ብግርማ ነጊስካ

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ

[ቁድሪ 2]
ኣንጽሃናን ቀድሰናን
(ብ)መገድኻ ኹሉ ውሰደና
ናብ ዘልኣለም ምርሓና
ንዘልኣለም ክንብል ኢና

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ

[ተደጋጋሚ]
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
ሃሌሉያ!
እግዚኣብሄር ኣምላኽና
እግዚኣብሄር ኣምላኽና
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብዚ ኣሎ