ምሥጋናና ተቐበል (ጸሎት)

Artist: Congress MusicFactory
Produced By: Congress MusicFactory
Album: ነዕብየካ

ምስጋናይ እህበካ ኣለኹ፤ ተመስገን የሱስ፤ ተመስገን ጎይታ፤ ተመስገን ገዛእየይ፤ ተመስገን ፈጣሪየይ፤ ተመስገን ጎይታየ፤ መድሓንየይ፤ ኣምላኸይ፤ አምልኸካ ኣለኹ፤ ልዕል አብለካ ኣለኹ፤ ክብ አብለካን አዕብየካን ኣለኹ፤ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ምስጋናይ ክትቕበል ዝበቓዕካ፤ እባርኸካ ኣለኹ፤ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ምስጋናይ ክትቕበል ዝበቓዕካ፣ አመስግነካ ኣልኹ፤ ተመስገን ጎይታይ፤ ተመስገን ጎይታይ።